ማሕበራዊ ሚድያ ንምንታይ
Prepared by – Sea Ads ኣብዚ ሐዚ እዋን ብዙሓት መንእሰያት ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚድያታት ከምዝኾኑ ንፈልጥ ኢና። ካብዞም ማሕበራዊ ሚድያታት ሓደ ፌስቡክ ከም ኣብነት ወሲድና ንርአ።መጀመርታ ገለ ሕቶታት ክሓተኩም። ፌስቡክ ንምንታይ ትጥቀምሉ?ቀንዲ ዕላማ ምኽፋት ናይ ፌስቡክ ኣካውንትኹም እንታይ እዩ ነይሩ?❓ስእልኻ ምልጣፍ ድሕሪኡ ካብ ኣዕሩኽትኻ ላይክ ምርካብ?❓ስእሊ ኣዕሩኽትኻ ንምርኣይን ላይክ ንምግባር?❓ሕማቕ ሕሜት ንምዝርጋሕ ከምኡ ውን ንምጽራፍ?ነዞም ሕቶታት […]