ካልኦት ግልጋሎታትና

ካብቶም እንህቦም ኮርስታት ብተዋሳኺ፡ ዕላማታትኩም ንምዕዋት ዝሕግዙኹም ሞያዊ ኣገልግሎታት ንህብ ኢና፤

Person Using Laptop
Adobe photoshop
01

ግራፊክ ዲዛይን

ንትካልኩም ኣዝዩ ዘስደምም ስእላዊ ምስልታት ከምዘድልየኩም ዘጠራጥር ኣይኮነን፥ ነዚ እዩ ድማ ኣገልግሎት ግራፊክ ዲዛይንና ካብ ሎጎን ምልክትን ብዝዘለለ ክሳብ ዲጂታላዊ ትሕዝቶን ዕዳጋ ምፍጣርን ዝሽፍን።

02

ቪድዮ ፕሮዳክሽን

ካብ ኣምር(ክልሰሓሳብ) ክሳብ እቲ ናይ መወዳእታ ምፅፋፍ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ኣገልግሎት ቪድዮ ፕሮዳክሽን ንህብ። ናይ ምልላይ ቪድዮታት፣ ትምህርቲ/tutorial፣ ወይ ካልእ ዓይነት ትሕዝቶ ዘለዎ ቪድዮ የድልየኩም ይኸውን፥ እምበኣርከስ ስራሕና ራእይኩም ህያው ምግባር እዩ።

03

ምሕደራ ማሕበራዊ ሚድያ

ኣብ ቢዝነሶምን ካልኦት ስርሖምን ትኹረት ገይሮም እንትሰርሑ ብዛዕባ ማሕበራዊ ሚድያኦም ስግኣት ዝበሃል ከየሕድሩ ባዕልና ክነመሓድረሎም ኢና። ናይ ክኢላታት ጉጅለና ንናይ ምልክት ንግድኹም ኣብ ኦንላይን ዘለዎ ተበፃሕነትን ተሳትፎን ንምዕባይ ንዓኹም ዝምጥን ስትራተጂ ክነድፉን ክፍፅሙን ኩሉ ግዜ ድልዋት እዮም።

ይጀምሩ

ክእለቶም ንምዕባይ ዝሕግዝ ናይ ኦንላይን ትምህርቲ ሕዚ ኣብ ሊሎ ዲጂታል ይጀምሩ።

ወይ ድማ በዚ ስልኪ ቁፅሪ ይደውሉልና:

ስልኪ ቁፅሪ - +251993447793

English
Scroll to Top