
ክኢላታት መምህራን
ብናይ ዓመታት ተመኩሮን ናይ ምምሃር ባህግን ዘጣመሩ ሰብ ሞያ እዚ ዓውዲ ኢኹም ትመሃሩ። መምህራንና ንኽትዕወቱ ዘድልየኩም ፍልጠትን ክእለትን ንምቕራብ ውፉያት እዮም።
ተዓፃፃፊ ትምህርቲ
ናይ ኦንላይንን ብኣካል ዝወሃቡን ኮርስታትና ምስቲ ዘለኩም ናይ ስራሕ ፃዕቒ ክሰማማዕ ብዝኽእል ኣገባብ ዝተዳለዉ እዮም። ኣብ ዝኾነ እዋን፥ ኣብ ዝኾነ ቦታ፥ ብናታትኩም ድሌት ክትመሃሩ ትኽእሉ።
ደገፍ ጉጅለና
ናብዚ ንጡፍ ጉጅለ ተማሃሮን ሰብ ሞያን እንትፅንበሩ፥ ሓሳባት ዝንሸራሽርሉን፥ ርእይቶ እትረኽብሉን ብሓባር ድማ እንዓብየሉን እዩ።
ግራፊክ ዲዛይን
ንትካልኩም ኣዝዩ ዘስደምም ስእላዊ ምስልታት ከምዘድልየኩም ዘጠራጥር ኣይኮነን፥ ነዚ እዩ ድማ ኣገልግሎት ግራፊክ ዲዛይንና ካብ ሎጎን ምልክትን ብዝዘለለ ክሳብ ዲጂታላዊ ትሕዝቶን ዕዳጋ ምፍጣርን ዝሽፍን።
ቪድዮ ፕሮዳክሽን
ካብ ኣምር(ክልሰሓሳብ) ክሳብ እቲ ናይ መወዳእታ ምፅፋፍ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ኣገልግሎት ቪድዮ ፕሮዳክሽን ንህብ። ናይ ምልላይ ቪድዮታት፣ ትምህርቲ/tutorial፣ ወይ ካልእ ዓይነት ትሕዝቶ ዘለዎ ቪድዮ የድልየኩም ይኸውን፥ እምበኣርከስ ስራሕና ራእይኩም ህያው ምግባር እዩ።
ምሕደራ ማሕበራዊ ሚድያ
ኣብ ቢዝነሶምን ካልኦት ስርሖምን ትኹረት ገይሮም እንትሰርሑ ብዛዕባ ማሕበራዊ ሚድያኦም ስግኣት ዝበሃል ከየሕድሩ ባዕልና ክነመሓድረሎም ኢና። ናይ ክኢላታት ጉጅለና ንናይ ምልክት ንግድኹም ኣብ ኦንላይን ዘለዎ ተበፃሕነትን ተሳትፎን ንምዕባይ ንዓኹም ዝምጥን ስትራተጂ ክነድፉን ክፍፅሙን ኩሉ ግዜ ድልዋት እዮም።
Testimonials
